Eritrean sport news ዕላል ምስ ኣትለት ወይኒ ቀለታ

Eritrean sport news  ዕላል ምስ ኣትለት ወይኒ ቀለታ


50 Replies to “Eritrean sport news ዕላል ምስ ኣትለት ወይኒ ቀለታ

  1. ሰመረ ሓወይ ኣብ ኤርትራዉያን ስፖርተኛታት እትገብሮ ተገዳስነት ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ። ወይኒ ሓፍትና ከኣ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኻ ብፍላይ ትግርኛኪ ይበል

  2. Gual adi Bidel shikor ajoki keep up the good work gual Eri jigna 😍👍😍 i wish you all the best in future sister.

  3. Gal Adibidel (may wezeba)…ezom adi eziom marayom harayf kebkab azenitwom u …amlak yhagzki haftna

  4. ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ፡ ኣጅኺ ቀጽልዮ"

  5. ዋውውውው ብጥዓሚ ንፍዕቲ ጋል ኢረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍

  6. ዋውውው ብሓቂ ንፍዕቲ ብዝያዳ ድማ cinema semere ብሓቂ ነመስግን ነዞም ይሕዋትና ስፖርተጛታት ሃገርና ከምዚ ገርካ ዘላለካና ።

  7. ምስ ወይኒ ብምልልያካ ጹቡቅ.ኮ እነተኮነ ሕቶ ኣታሓሕታካ ግን ደረቅ ኮይኑ እንታይ እዩ እዚ ፍርዲ ዲኻ ትፈርዳ ዘለኻ ወላ ቃል መጠይቅ ትገብረላ.ኮ ጠፊእና።

  8. Wwwww nefietii ayeeee jignaaa ajokiii eskeee 😘😘😘😘👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  9. ዌ!! ወይኒ ካብ ጎረቤትኪ ኢና፡ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቅዓቂ፡ብሓቂ ደስ ዘብል።ካባኺ ሊይክ ክጽበየ፡ክክክክ፡ኣቱም ሰባት ዘገርም፡እኮዩ።

  10. ስንማ ሰመረ ብጣዕሚ ኣብ ስፖርት ተገድሽካ ከምዝይ ገርካ ምክራብ ከይምስገንኩካ ኣይሓልፍን ወይኒ ሓብትና ካኣ ኣጀኪ ቀጽልዮ በርትዒ ከምት ዝበሎ ስንማ ሰመረ ኣርኪባ ቀድማታ ኢልና ተስፍ ቆሪጽና ኔርና ግን ዋዕሮ ኩል ግዜየ ዋዕሮ ኢያ ኣይገደፍክላን ናዓና ካኣ ጸባ ኣስትኪና ጸባ ስተይ ኣብ ቀጻሊ ውን ኣወት ምሳኪ ይኩን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *